layout: defualt title: “About Us” — እዛ ማሕበር እዚኣ ማራን-ኣታ ማሕበር ኣምላኽ ሽካጎ ተባሂላ ትጽዋዕ። ኣጠቓቕማ ስም፡ ኣብዚ ዝስዕብ ዓንቐጻት ቅዋምን መመሓደሪ ደንብን ማራን ኣታ ማሕበር ኣምላኽ ሽካጎ “እዛ ማሕበር” “እዛ ማሕበር እዚኣ” “ማሕበር ማራን ኣታ”“ማራን- ኣታ” ዝብል ተጠቒሱ ዘሎ ሓረጋት ምሉእ ስም ማራን-ኣታ ማሕበር ኣምላኽ ሽካጎ ዝውክል ኮይኑ የገልግል።